newsare.net
እቲ ንመሰል ደቂ ኣንስትዮ ክጣበቅን፡ ደቂ ኣንስትዮ ፍሉይ ቆላሕታ ተገይሩለን፡ ትምህርተን ክቅጽላ፡ ተማሂረን ድማ፡ ኣብ ኩሉ ዓይነት ስራሓታውትን መሪሕነታትAsmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መልእኽቲ ናብ በብዓይነቱ ሰበ ስልጣን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ትርከባ፡
እቲ ንመሰል ደቂ ኣንስትዮ ክጣበቅን፡ ደቂ ኣንስትዮ ፍሉይ ቆላሕታ ተገይሩለን፡ ትምህርተን ክቅጽላ፡ ተማሂረን ድማ፡ ኣብ ኩሉ ዓይነት ስራሓታውትን መሪሕነታትን ክካፈላን ባይታ ከንጽፈለን ከባራትዔን ዝቆመ ማሕበር፡ እተን ማራሕቱ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝነበራ ዝነበር ምሁራትን፡ ሰብ ተምክሮን፡ ኣብ ወጻኢ ዝነብራ ዝነበራ ኤርትራውያን፡ ክኢላታት፡ ብዙሕ ዓይነታት ትምህርቲ ቀሲመን ዘመስከራ፡ ከምኡ’ውን ወጻእተኛታት፡ ኣብ ናይ ሓፈሻዊ ደቂኣንስትዮ ምዕበሌ ተገዳስነትን ተፈላጥነትን ዝነበረን - ከምቲ ብግብሪ ዝኣቱ ገንዘብ ኣይነበረ ገለ ኣይነበረ ጊዜ ገድሊ ምዃኑ’ዩ - ብጥራዩ ዘይኮነስ ብስርዓት ሰብ ደሞዝ ኮይነን፡ ክሰርሓ እንተተታባብዓ፡ ክንደይ ኮን ፍስሃ ወሰላም ምወረደ፡ ክንደይ ኮን ታሪኽን ምጸበቀ፡ ንሕና ደቂ ኣንስትዮ ኤረትራውያን ብኣኽን ምኾራዕና እዚ ዘይብሃል መንፈሳዊ ዕግበት ምተሰማዓና፡ ከመይ ደቂ ኣንስትዮ ምስ ዝማሃራን፡ ዝግብኤን ክብሪ ምስ ዝረኽባ ፡ ምዕባለ ሃገር፡ ብሕልፊ ከም ሃገርና ዝኣመሰለት ህዝባ ዉሕድ ባህርያዊ ጸጋታታ ድማ ብዙሕ ኣብ ሓጺር ጊዜ ድኽነትን ድንቁርናን ነበረያ ነበረ ኮይኑ፡ ፍትሕን፡ ሰላምን፡ ራህዋን ነጊሱ ኤኮኖሚያ ዓወት ክስዕብ ዘየጣራጥር ሰለ ዝኾነ። Read More ... Read more