newsare.net
እዚ ኹሉ ኣብ ላዕሊ ዝጠቀስክዎ ጭራ ብርሃርን’ዩ እምበር ብርሃን ኣይኮነን። ብርሃን ክኸውን ካብ ድኽነትን፡ ድንቁርናን፡ ስደትን፡ ፋሕፋሕ ስድራቤታትን፡ ውርAsmarino | Eritrea | Abeba Tesfaghiorgis “ኣብነታዊ ጽንብል”
እዚ ኹሉ ኣብ ላዕሊ ዝጠቀስክዎ ጭራ ብርሃርን’ዩ እምበር ብርሃን ኣይኮነን። ብርሃን ክኸውን ካብ ድኽነትን፡ ድንቁርናን፡ ስደትን፡ ፋሕፋሕ ስድራቤታትን፡ ውርደትን፡ ሕፍረትን፡ ሕልፈትን፡ ትሪ ልቢን፡ ንዘረባታት ከም ቁምነገር ከም ስራሕ ምውሳድን ወጺእና ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ዘእተወና ምኽንያት ዘኪርና፡ ሕልናና ዳኛና ጌርና ን “ይኣክል” ኩላትና ሓቢርና ብቀጻሊ መዳብት ግብራዊ ክንገብሮ ኣለና። ኢሳይስ ከም ውጹእ ርእሰ መላኽን ገብናኛን ብብዙሓት ወጻእተኛታት ምፍላጥን፡ እሱራትና ዘይምፍታሕን፡ ገደብ ዘይብሉ ዕስክርና ደው ዘይምባልን፡ 22 ዝኣክላ ቤት ሕክምና ምዕጻውን፡ ቤት ትምህርታት ምህጋርን፡ መንግስቲ ኣመሪካ መስል እምነት ምውጋድን፡ ምእሳር መራሕቲ ሃይማኖታትን ኣይንጻወሮን ኢና ምባል፡ ዓለም ክቅልበሉ ን “ይእክል” ግብራዊ ክገብሮ ዓቢ ተራ ኣለዎ። Read more